ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝዓበየ እገዳ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ብተወሳኺ ኣብ ውግእ ዩክሬን ዝተሳተፉ ውልቀሰባት፡ ኣብ ኣፍሪቃ ወፍሪ ቅንጸላ ኢድ ዘለዎምን ኣብ መሬት ብሪጣንያ መጥቃዕቲ ነርቭ ጋዝ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ዝተዘራረበ ብምሕባር፡ ምምሕዳሩ ስሩዕን ጽፉፍን ...
መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ብደረጃ ዓለም ንዘጋጥም ጥምየት ብሓባር ንምምካት ክስራሕ ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ሃገራት ነዚ ዝበሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣብ ዝቐነየ ዋዕላ ኣብ ጉዳይ ...
መራሕቲ በበይነ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣጋ-ንግሆ ምምራጹ ንዘመስከረ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎም ድጋፍን ኣብቲ ዞባ ክመጽእ ንዝኽእል ጽምዶን ንኢዶም። እቶም ድሮ ናይ ዮሃና መልእኽቶም ገሊጾም ዘለዉ ...
ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደን ክሳብ ረቡዕ ወጋሕታ ዝቐጸለን ምቝጻር ድምጺ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝነበሩ ዶናልድ ትራምፕ ንሕጽይቲ ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ካማላ ሃሪስ ብምስዓር ዕዉት መበል 47 ...
ምምራጽ ዶናልድ ትራምፕ ዝፈለጡ ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ዝቕጽል ምምሕዳር ኣብ ጉዳያት ክልል ትግራይ ዝሓሸ ጽምጾ ክህልዎ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ። ገለ ግን ጓል-ኣንስተይቲ መራሒት ክትመጽእ’ውን ...
ዶናልድ ትራምፕ ንመበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኾይኑ ድሕሪ ምምራጹ፡ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣስመራ፡ ብውጽኢት እቲ ምርጫ ዝተሰምዖም ሓጎስ ኣካፊሎም ኣለዉ። እቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ ዶናልድ ...
ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ምዕዋቶምድ ድሕሪ ምፍላጡ ዋጋ ባጤራ ኢራን ከቢድ ውድቐት ከምዘጋጠሞ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩ። ሓደ ናይ ኣመሪካ ዶላር ሎሚ ረቡዕ 703,000 ሪያል ኢራን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ንምውጻእ ብኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ዝኸውን ክፍሊት ይሕተቱ ከም ዘለዉ ገሊፆም። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም እቲ ...
ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ትርከብ ክፍለ-ሃገር ኡታራካንድ፡ ሓንቲ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ድሕሪ ምጽዳፋ፡ ብውሑዱ 36 ሰባት ሞይቶም፡ ሽዱሽተ ድማ ቆሲሎም። እታ ኣብ ጎቦታት ሂማልያ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ...
Botswana: Outgoing President Mokgweetsi Masisi handed over power to incoming President Duma Boko on Monday. Masisi conceded ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘካየድዎ ናይ ቴለፎን ዝርርብ፡ ኣመሪካ ብኹነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ስእነት ጸጥታ ከቢድ ...